ጋዜጣዊ መግለጺ Print E-mail
By ምንቅስቓስ ሕብረት ኤርትራውያን - Feb 11, 2008   

ጋዜጣዊ መግለጺ

ሽማግለ (ሲቪካዊ ማሕበር) «ምንቅስቓስ ሕብርት ኤርትራውያን» ኣብ ኖርወይ ብቐዳም ዕለት 08.02.2008 «ንናይ ዓዋተ ዲፈንስ ፋንድ» ብዝምልከት፡ ህጹጽ ኣኼባ ኣካይዱ፡፡

 

ኣብዚ ኣኼባ`ዚ ሽማግለ ብሙሉእ ድማጺ ንዓዋተ ዲፈንስ ፋንድ፡ ኣብ ጎኑ ደው ንኽብልን ብዓቕሙ ድማ፡ «ቁጠባውን ሞራላውን» ሓገዙ ንኸበርክት ወሲኑ። በዚ ኣጋጣም`ዚ ድማ ማሕበርና ኣብ ኖርወይ ኮነ፡ ኣብ ካልእ ሃገራት ንዝነብሩ ደለይቲ ”ፍትሒ” ዝኾኑ ኩሎም ሃገራውያን ብዘለዎም ዓቕሚ ሞራላዊ ኮነ ቁጠባዊ ደገፎም፡ ንኸበርክቱን ንኽተሓባበሩን ጻውዒቱ የቕርብ ።

ዓወት ንኹሉ ደላይ ፍትሒ

ዝኽርን ክብርን ንስዉኣትና

ምንቅስቓስ ሕብረት ኤርትራውያን

ዕለት፡ 10.02.2008


ERITREAN UNITY  MOVEMENT IN NORWAY
POSTBOKS 422 ØKERN
E-post This email address is being protected from spam bots, you need Javascript enabled to view it

 

 

Last Updated ( Feb 11, 2008 )
 
< Prev   Next >

 


  

English            ትግርኛ
 

ADF: Update # 2, (3/4/2008)  


Copyright 2000-2006 Awate.com. All rights reserved. This material may not be published, broadcast, rewritten or redistributed without written consent from the Webmaster@awate.com.