|
By ዳንኤል ረዘነ -
Sep 21, 2007
|
ዘረባን መሸላን ክሳድ-ክሳዱ ብትኽ እንተበልካዮ እንድዩ ጽቡቕ፡ እስኪ ብትኽ-ብትኽ ከብሎ ክፍትን። ኣብ ጽሑፍ ግና ከምኡ ምግባር ዝከኣል ኣይኮነን። ሓሳብ ይመጸልካ’ሞ ተ--ሾ--ሾ--ሽ ኢሉ ይፈስስ። ክትእርንብ፣ ክትቆጽር፣ ክትፈትሕ፣ ክትጠምር፣ ቃላት መሪጽካ ሓረጋት ክፍትሽ ቃልሲ ትገጥም። ከምኡ ስለ ዝኾነ’ዩ ድማ ካብ ምጽሓፍ ምዝራብ ዝቐለል። |
|
Last Updated ( Sep 21, 2007 )
|
|
Read more...
|
|
|
By ዳንኤል ረዘነ -
Aug 31, 2007
|
ብሓጺሩ እምበርኣር፡ ኤርትራ ማለት እታ ኣብ ዓለም ዝዓበየት ቤት ማእሰርቲ ኮይና’ላ ማለት ኢዩ። ኣብ’ዚ ቐረባ እዋን፡ ዓሊ ዓብዱ ካብ ሚኒስትሪ ዜና ንላርስ ኣዳክትሶን ዝተብሃለ ሽወደናዊ ጋዜጠኛ ኣብ ዝሃበሮ ቃለ-መጠይቕ ነዝን ካልእ ዘሕዝን ምዕባለታትን ብኣሉ-ቐጣን ሽምጥጥ ኣቢሉ ክሒድዎ |
|
Last Updated ( Sep 01, 2007 )
|
|
Read more...
|
|
|
By ዳንኤል ረዘነ -
Aug 17, 2007
|
ሓመጽ ብንጹር ከም ዝተጠቕሰ፡ ዝኾነ ሰብ ብዝፍጽሞ በደል ክቕጻዕ እንተኾይኑ፡ ነቲ ዝፈጸሞ ገበን ዝገልጽ ዝተደብተረ ሕጊ ምስ ዝህሉ ጥራይ ኢዩ። ንኣብነት፡ መራሕቲ ህግደፍ ንኹሉ ኣካይድኦም ባህ ዘይበሎ ሰብ፡ ዝመረጽዎ ጸርፍን ጠቐነን እንተዝነብሉ ‘ውን ከምኡ ብምግባሮም ጥራይ ንጹሃት ሰባት እቲ ዝብሃል ጠቐነን ጸለመን ክለግቦም ኣይክእልን። |
|
Read more...
|
|
|
By ዳንኤል ረዘነ -
Jul 27, 2007
|
ዳኛ ጠዓመ በየነ፡ ነቲ ዘዋሪ መልእኽቲ ክጽሕፍ እንከሎ፡ ድሕሪ ሰለስተ ወርሒ “ሓለንጊ ሰውራ” ከተርክቦ ምዃና ፈጺሙ ኣብ ኣእምሮኡ ዝነበረ ኣይመስልን። ዝኾነ-ኾይኑ፡ በቲ ዝተመሓላለፈ ሰርኩላር መሰረት ኣብ ኣደራሽ ፖሊስ ኤርትራ (ኣጂፕ) ሓደ ሰፊሕ ዓውደ-መጽናዕቲ ተኻየደ። |
|
Last Updated ( Jul 31, 2007 )
|
|
Read more...
|
|
|
By ዳንኤል ረዘነ -
Jul 08, 2007
|
እቲ ወትሩ ዘሕነቕንቐኒ ዝኽሪ ሕጂ ‘ውን ን“ስብእነተይ” ተፈታቲኑ ንቕርኒብ ኣዒንተይ ብቑጽር-ጻር ንብዓት ከጨቁ ህርዲግ ይብል ኣሎ። ዘይሃስስ ዝኽርስ ከምዚዶዀን ይኸውን፧ እቲ ዝኽሪ መሊሱ መታን ክደምቕ፡ ኣብ 1 ታሕሳስ 1999፡ ኣብ ጋዜጣ ቀስተ-ደበና ተሓቲሙ ካብ ዝወጸ ጽሑፈይ ቁንጭል ኣቢለ ክጠቅስ። |
|
Last Updated ( Jul 31, 2007 )
|
|
Read more...
|
|
|
|
<< Start < Prev 1 2 3 4 Next > End >>
|
| Results 10 - 18 of 31 |