Spotlight
ኣብ ሱር-ነገር ኣይተበጽሐን Print E-mail
By ዳንኤል ረዘነ - May 16, 2009   

ንሕና ንብል ዘለና እቶም ኣብ ኤርትራ ብዘይ ፍርዲ ንዓመታት ተኣሲሮም ዘለዉ ንጹሃት ዜጋታት ከምቲ ንሳ እተስተማቕሮ ዘላ መባእታዊ መሰል ከምኡ ይፈቐደሎም ኢና ዝበልና እምበር ካልእ ዝበልናዮ የለን። ኣብ ናይ ቅድሚ ሕጂ ጽሑፋታን መደረታታን ከም ዝገለጸቶ ግን እቶም ኣብ ኤርትራ ብፖለቲካን ሃይማኖትን ተኣሲሮም ዘለዉ ኩሎም  ገበነኛታት ኢዮም። እዚ ክሲ እዚ ኣብ ኤርትራ ዝቕመጥ ሰብ ኣብ ልዕሊ መራሕቲ ህግደፍ ዘቕረቦ ክሲ/ጸለመ እንተዝኸውን፡ እቲ ሰብ ክምልስ፡ ክብድህ፡ ጠበቓ ቆጺሩ ክምጉት ዕድል ከይተዋህቦ እንታይ ክገጥሞ ከም ዝኽእል ንኹሉ ብሩህ ኢዩ።

Read more...
 
ምስ ኤርትራውያን ተቐማጦ ዙሪክ ዝተኻየደ ሰሚናር Print E-mail
By ብዶ/ር ዳንኤል ረዘነ - Apr 22, 2009   
ኣብዚ ናይ ሎሚ ዘተ ኣብ ክልተ ኣርእስታት ከተኩር ኢየ። ከም ሓደ ካብ መስረትቲ ኣባላት ኤምዲሰመ መጠን ኣቐዲመ ብዛዕባ ታሪኽን ኣመሰራርታን ኤምዲሰመ ሓጺር መብርሂ ክህብ ኢየ። ምስዚ ኣተሓሒዘ ድማ ህሉው ኩነታት ሃገርን ህዝብን ዝብል ነጥቢ ከልዕል ኢየ።
Read more...
 
ህግደፍን ጉዳይ ኣልበሽርን፡ ኣይክኢሎሞ ኣይስኢኖሞ Print E-mail
By ዳንኤል ረዘነ - Jul 24, 2008   
ምስ ጉዳይ ኣልበሽር ብቐጥታ ዝተኣሳሰር’ኳ እንተዘይኮነ፡ መራሕቲ ህግደፍን ካልኦት ዕሉላት መለኽትን ትምህርቲ ክቐስምሉ ዝግብኦም ካልእ ናይ ቀረባ እዋን ተሞክሮ ከም ዘሎ ‘ውን ምዝካር ኣገዳሲ ኢዩ። እዚ ጉዳይ’ዚ ጉዳይ ጅን-ፕየረ ቤምባ ጎምቦ ኮይኑ፡ ምስ ኣልበሽር ዘለዎ ተመሳሳልነት፡ እዚ ውልቀ-ሰብ እዚ ‘ውን ክሳብ’ቲ ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበን ዝተረከበሉ ግዜ ኣብ ሃገሩ (DRC)
Read more...
 
Regime change “forecast” Print E-mail
By Daniel Rezene - Jun 12, 2008   
the Eritrean regime continues to hold power via “the actual or threatened use of military force.” Using the terminology of Hadenius and Teorell “the [commanders of the] armed forces [in Eritrea] … exercise political power either directly or indirectly by controlling civilian leaders.” Accordingly, the PFDJ portrays a dominant trait of a military regime.
Read more...
 
ህጹጽ ምላሽ ዝጠልብ ህጹጽ ህዝባዊ ጻውዒት Print E-mail
By ዳንኤል ረዘነ - Feb 13, 2008   
እቲ ሕቶ፡ ግጥም ኣብ ሞንጎ ዓመጽትን ደለይቲ ፍትሕን፡ ቁርቁስ ኣብ ሞንጎ ሸሓጥትን ሰብ ሓቅን፣ ክርፍስ ኣብ ሞንጎ ምልክን ዲሞክራስን ኢዩ። እቶም ድላይካ ጌርካ ኣብ ድላይካ ምሕዳር ዝለመዱ መራሕትን ካድራትን ህግደፍ፡ ኣብ ዓዲ ሕጊ ከምኡ ከይዘይክኣል ትምህርቲ ክቐስምሉ ዝኽእሉ ወርቃዊ ኣጋጣምን ዕድልን ስለ ዝኾነ፡ እዚ ዕድል’ዚ ከምለጠና ከም ዘይብሉ ከነስተብህል ይግብኣና።
Read more...
 
<< Start < Prev 1 2 3 4 Next > End >>

Results 1 - 9 of 33


 
 THE ACCUSED         
ARABIC   TIGRIGNA  ENGLISH  

  

English            ትግርኛ
 

ADF: Update # 2, (3/4/2008)  



The authors of all articles that appear on awate.com are solely responsible for the views expressed in the articles. Awate.com does not necessarily endorse the views and cannot be held responsible; but it is responsible for all documents, editorials and news items that clearly carry the Awate Team and the Gedab News bylines.

Copyright 2000-2010 Awate.com. All rights reserved. This material may not be published, broadcast, rewritten or redistributed without written consent from the Webmaster@awate.com.