1-
ገሪምዎ ተዓጢቁ
ክስዕስዕ ዝሓሰቦ
ክሕምብስ ኣትዩ - ኪኖ
ባሕሪ ጻሓይ ኣርኪባ
- ትማሊ
ተቀበሎ ተባሂሉ - ሎሚ
ምሸት ኮይኑዎ
ኣይከደን -
2-
ብዙሕ ተጸብዩ አራፊዱ
ክኸይድ ይኸውነ እዩ -
ተወልደ ሰላምታ
ይሰድድ ነሩ ከም ልማዱ
- ቅልጽም ሓቢጥዎ
ይጭነቅ’ሎ - ብሒቱ ዘሎ
ኣይጸመዎን -
3-ኣፍራስ
ተገዚአን ሓዲረን -
ልቆታ ሽኮርን ሓርጭን
ተሽኪሙ ተሪፉ -
ንእዮብ ኣማሕጽኖ -
ኣደኻ ሒሽወን ዶ?
4-
ቁጽሪ ተጋጊኻ - 48/12
ሳንቲም ከመይ’ሉ 78.25
ኩንታል ይኸውን?
5-
ሑጻ ደብሪ እምነ-በረድ
ተቀይሩ 45.6-3375.28 ክልተ
ቅርሺ እዩ -
6-ዝናብ
ወቂዕዎ ኢሎም
ተሸጊሮም - ግና
ኣይጠልቀየን ተባሂሉ -
7-ወላ
ቁሪ ይኹን ንየማን
ገጽኩም ከይተበሉ
ሓደራ በሎም -
ምሰትያት
ተቀበል ኢሉካ
1-
መንዎ ኪዳነ በቕሊ
ተወጢሑ
2- መልእኽቲ በዘይ ቦሎ
ሰዲዱ፡ ሓመድ ሑጻ አብ
ቲራኞሎ
3- ዝምልከቶ አብ ጎደና
ሓርነት ሰቲ ነስኒሱ
4- ቅልጽም ላኚስ
ደብተር ኣሎዎ
5- ስርናይ አብ ሽባኻ
ቦቒሉ
6- 15=4፣ 282/13 ሳንቲም
7- ወርቐትን ርሳስን
ሃብዎ ኢኹም
8- ወርሒ ቀድሚ ጻሓይ
ትቅድም ትኸውን መን
ይፈልጥ
9- ሎሚ ከም ትማሊ
ኣይኮነን
10- ሕምባሻ ከይዕሱ
ጠቅልልዎ እነጀራ እዩ
11- ኣጠቢቕካ ሰዓሞ
ከየስተማስል
12- ዘይውዳእ የሎን’ሞ
ምቁጣብ ይለመድ
ምስ
ብዙሕ ሰላምታ
ይድረስ ናባኻ
ካብ ሓውኻ