Awate Front Page 
Editorial
Gedab News
Al-Nahda
Resistance
Negarit
Tigrigna
Arabic
Featured Articles
EHRAG
Regional Events
Spotlight
Awate Team
Cartoons
Documents/Interviews
Perspective
The Fertile Womb
Branna
Martyr Album[1998-2003]/
Links
Public Opinion

Announcement

This webpage uses Javascript to display some content.

Please enable Javascript in your browser and reload this page.



 

Download Geeztypenet

 

Tigrigna

Last Updated: Sep 13th, 2006 - 10:39:38

5 Currently Online



Tigrigna
ልሳን-ህዝቢ
By ሞጎስ ያዕቆብ - Sep 13, 2006, 08:13 PST
ኣማኑኤል ንእሽቶ ሓዉ ቐዲምዎ ብምግዳሉ ስለዘይተዋሕጠሉ ዝያዳ ናይ ምግዳል ድሌቱ ጥርዚ በጺሑ ንሜዳ ክወጽእ ዘይገበሮ ፈተነ ዳርጋ ኣይነበረን። ግን ሽዑ ካብ ኣስመራ ንምውጻእ ዘይከኣል እዩ ኔሩ ዳርጊ ንህዝቢ ኣስመራ ብሓለዋ ኣጺቢቡ እዩ ሕዝዎ ኔሩ። ክምዚ ሕጂ ህግደፋዊያን ናብ ኣስመራ መንእሰይ ከይትኣትዉ እንዳበሉ ኣጽቡቦሞ ዘለው።

Tigrigna
ውልቃዊ ትዕዝብቲ ኣብ እዋናዊ ምዕብልናታት
By ብዳንኤል ረዘነ - Aug 25, 2006, 08:01 PST
6ይ ጠቕላል ሃገራዊ ጉባኤኡ ኣብ ወርሒ ሓምለ ኣብ ኢትዮጵያ ኣካይዱ። ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ ’ውን፡ ካልኣይ ጉባኤኡ ኣብ ወርሒ ሓምለ ኣብ ዓዲ ጣልያን ኣስሚሩ። ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ድማ፡ መስመሪ ጉባኤኡ ለንቅነ ኣብ ኢትየጵያ ኣቃኒዑ። እቶም ክልተ ምዑታት ኣሕዋት (ደቂ ገብረግዮርጊስ) ሎሚ ‘ውን ከም ዓሚ፡ ምስ ካልኦት ኣዕሩኽቶም ዘካይድዎ ዘለዉ "ጉዕዞ ንሓርነት" እተሰምየ ...


Tigrigna
“ጕዕዞ ሓርነት ጕዕዞ ምድረ-በዳ ኣይኮነን”
By ኪሮስ ዮውሃንስ - Aug 17, 2006, 22:37 PST
በዚ ኣጋጣሚ ድማ ንተቐመጥቲ ኒው-ዮርክ ብፍላይ ድማ ንኣባለት ሕዝባዊ-ዘተ ስለቲ ዝገበርኵምሎም ውዕውዕ ኣቀባብላ ምስጋናይ የቕርብ፡፡ ኣብተን ዝስዕባ ከተማታት ድማ ተመሳሳሊ ኣቀባብላ ክጽበዮም በዓል ሙሉእ ተስፋ ኢየ፡፡ ኣብ መወዳእታ ንዅሎም ወደብትን ደገፍትን ተሳተፍትን እዚ “ሓርነታዊ ጕዕዞ“


Tigrigna
ካብ ውሳኔታት 6ይ ጠቕላል ሃገራዊ ጕባኤ ተሓኤ ሰውራዊ ባይቶ - ምምስራት ሰልፊ
By ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ተሓኤ ሰውራዊ ባይቶ - Aug 17, 2006, 22:34 PST
ብሓባር ከሳርሕ ዘይኽእል ናይ ስነ-ሓሳብ ፍልልይ የለን እንተተባህለ ምግናን ኣይኰነን። መብዛሕትኦም ኣብ ዓለምና ዝተራእዩን ጌና ውን ዝርኣዩ ዘለዉ ሰልፍታት፡ ኣብ ዝኽተልዎ ፖሊሲታት ፍልልያት ዘይብሎም ኣይኰኑን። ስለ’ዚ ከኣ’ዩ ሓደ ሰልፊ ክነሱ፡ ጸጋም የማን ማእከል ዝብል ናይ ዝንባሌታት መለለዪ እናተዋህቦም ብሓባር ከም ሓደ ሰልፊ ክሰርሑ ዝርኣዩ።


Tigrigna
6ይ ሃገራዊ ጕባኤ ተሓኤ-ሰባ ኣብ ኤርትራዊ ፖለቲካዊ ስራሕ ዝግበር ድህሰሳ ንግሉጽነት
By ብማሕሙድ ዑስማን ኤሎስ (ኣካያዲ፡ ማእከል መጽናዕቲ ቀርኒ ኣፍሪቃ) - Aug 17, 2006, 07:48 PST


Tigrigna
ሕጊ-ግደፍ : ገዳፋት ንጸላእቶም: ጨካናት ንኣሕዋቶም
By ኣብራሃም ተኽለ - Aug 17, 2006, 07:41 PST
ከምዞም ተባዓት ኣሕዋት ዝገብርዎ ዘለዉ አሸሓት ኪሎ ሜተራት ጉዕዞ ብእግሪ ምእንቲ ፍትሒ ፤ ንሕና እውን ኣብ ምሉእ ዓለም እንርከብ ኤርትራውያን ንመሰልናን ንመሰል ሕዝብናን ብንጹሕ ሕልናን ተበግሶን ንስዓቦም፡ ሞራላውን ንዋታውን ሓገዛት ንግበረሎም ዓው ኢልና እዉን ነዘን ዝስዕባ መሰላት ነቃልሐየንን ንቃለሰለንን፡


Tigrigna
ናይ ኤርትራውያን መርበብ ሓበሬታ ናይ እገዳ ናጻ ፕረስ መተካእታ
By ኣብራሃም ተኽለ - Aug 1, 2006, 15:10 PST
ስለዚ ነዚ ኣብ ሃገረና ኤርትራ ብሕጊ-ግደፍ ወሪዱ ዘሎ እገዳ ናጻ ፕረስን፤ እገዳ ናይ ርእቶኻ ምግላጽ ናጽነትን፤ ምግባት ጋዜጣን፡ ራድዮን፡ ቲቪን፤ ናጻ ዝኾና ኤርትራውያን መርበብ ሓበሬታትን ራድዮታትን ንሕዝብና መተካእታ ኮይነንኦ ኢየን እሞ ምስጋናና ይብጻሓየን።


Tigrigna
“መንቐርቐር”
By ኪሮስ ዮውሃንስ - Jul 29, 2006, 23:43 PST



Disclaimer: Opinions expressed are solely that of the writers; awate.com doesn't necessarily condone published views and cannot be held liable. Awate.com has the right to publish or reject submitted materials without having to explain the reason.
Copyright 2004 Awate.com. All rights reserved. This material may not be published, broadcast, rewritten or redistributed without written consent f
rom the
Webmaster@awate.com.

Contribute 

Donate through Mail


No input file specified.


Latest Articles
Editorial
9/18:  The Bloodied and The Bloody-Handed
Gedab News
Sudan & Eritrea: An Asymmetrical Game
Al-Nahda
The Japanese Maple Tree: A Parable
Resistance
Viva Seattle you busted PFDJ Festival
Negarit
Cadres for Holy Men; Containers for Churches
Tigrigna
ልሳን-ህዝቢ
Arabic
ÞÜÜØæÝ ÃÑÊÜÜÑíÜÉ
Featured Articles
The Doctor and the Tewahdo Church at Dehai
EHRAG
Eritrea: Five years on, members of parliament and journalists remain in secret detention without trial
Regional Events
SOMALIA: ICU authorities censor radio station, detain journalist
Spotlight
The Tragic Death of Letedawit of Hagaz
Awate Team
The Obscure & Tragic End of the G-15
Cartoons
PFDJ's Red Sea Company
Documents/Interviews
A Tigrigna Translation of Gene Sharp’s “From Dictatorship to Democracy....”
Perspective
Why we need to support Obi Sium
The Fertile Womb
ሥዉር ታሪኽ ተራ ሰባት - መጻሕፍቲ ታሪኽ ዘይቀልዖ ዕብየት
Branna
Five Years on: Tribute to a Pioneering Journalist


 

Contact us @
Awate Foundation
467 Saratoga Ave.  PMB 500
San Jose, 
CA 95129 - 1326
U. S. A.  
e-mail: foundation@awate.com
  
www.awate.com
 
 
©
© Copyright 2004 by Awate.com